Medhaniealem Newsletter
Stay connected with community stories, essential announcements, and spiritual reflections.
መጽሔት ቁምስና መበል 36 ሕታም
መጽሔት ቁምስና መበል 36 ሕታም፡ መስከረም (4rth Issue – September) 2025 ‘ሓድሽ ዓመት ዓመተ ንስሓን ለውጥን ሕይወትካን መንነትካን እትረኽበሉ ዕለት" ብስም ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ብመንፈስ እግዚኣብሔር ተሓጺብኩም ተቐዲስኩምን ጸዲኩምን ኢኻትኩም። ካብቲ ንኽርስቶስ ዝለበሰ ሰብ ኃጢኣት ከምዝተቐንጠጠ ንምርዳእ እግዚኣብሔር ብምስጢራቱ መባእታ ኽርስትና ገቢሩ ዝሃበና ጸጋታት ስፍሓቱን ጥልቀቱን ምግንዛብ የድሊ”።
መጽሔት ቁምስና መበል 35 ሕታም
መጽሔት ቁምስና መበል 35 ሕታም፡ ግንቦት (3nd Issue – May) 2025 ‘ገበርቲ ሰላም፡ ውሉድ አምላኽ ኪበሃሉ እዮም እሞ፡ ብጹዓን እዮም።’ ማቴ.5:9 ኣብ ሕይወትና ምስ ክሉ ብሰላም ንኽነብር ኣብ መዓልታዊ ሕይወትና ሓደ ጥዑይ ዝኾነ ርክብ ምስ ኣኅዋትናን ኣኅትናን ክንምስርት ይግበኣና። ኣብ ሕይወትና ሓደ ሰብ በዲሉኒ፡ ጎዲኡኒ ንብል እንታይ ማለትና ኢዩ፧
መጽሔት ቁምስና መበል 33 ሕታም
መጽሔት ቁምስና መበል 33 ሕታም - 2025 ዓ›ም፡ ሚያዚያ (2nd Issue – April) 2025
መጽሔት ቁምስና መበል 32 ሕታም
ዝኸበርኩም መፍቀርቲ መድኅኔ ዓለም ኣብዚ ናይ ሎሚ እነቕርቦ ዘለና አስተንትኖ ብዛዕባ ‘እምነት ምንጪ ሕይወት እያ’ ዝብል አርእርእስቲ አብ ትቸዓተ ክፋላተ ተኸፊሉ ክወሃበና እዩ። አብዚ ትምህርቲ እዚ እምበአር ንኣምላኽ እምነትና ከዕቢ ክንልምኖን ኢና። እዚ አብ ክርስቲያናዊ ሕይወትና ንነፍሲ ወከፍና ኣገዳሲን ቀዳምነት ክወሃቦን ዘለዎ ነገር እዩ።
መጽሔት ቁምስና መበል 30 ሕታም
መጽሔት ቁምስና መበል 30 ሕታም፡ መስከረም (30th Issue – September) 2024 ሓድሽ ዓመት ዓመተ ንስሓን ለውጥን - ሕይወትካን መንነትካን እትረኽበሉ ዕለት ‘ብስም ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ብመንፈስ እግዚኣብሔር ተሓጺብኩም ተቐዲስኩምን ጸዲቕኩምን ኢኻትኩም። ካብቲ ንኽርስቶስ ዝለበሰ ሰብ ኃጢኣት ከምዝተቐንጠጠ ንምርዳእ እግዚኣብሔር ብምስጢራቱ መባእታ ኽርስትና ገቢሩ ዝሃበና ጸጋታት ስፍሓቱን ጥልቀቱን ምግንዛብ የድሊ’።
መጽሔት ቁምስና መበል 25 ሕታም
መጽሔት ቁምስና መበል 25 ሕታም: መስከረምን ጥቕምትን (25th Issue – Sept & October) 2023