Jun/Feb 2017
Megazine
መጽሔት ቁምስና መበል 19 ሕታም
About this Issue
መን ኢዩ ሓዋሪያ ዝበሃል? ኩሉ እቲ ዝኣመነን ዝተጠምቀን: “ ናብ ኩሉ ዓለም ኪዱ ብስም ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን እንዳ ኣጠመቁም ደቂ መዛሙርተይ ግበሩዎ። ሓዋሪያ ኣበሳሪ ቃል ኣምላኽ: ቃል ሕይወት ኢዩ። ብትሕትናን ፍቕርን ከኣ ናይ ጸዋዕታኡን ተልእኾኡን ተበግሶ ዚወስድን እግዚኣብሔር ባዕሉ ምዃኑ ይፈልጥ፡ ብወገኑ ከኣ ነቲ ኩሉ እግዚኣብሔር ዚመደበሉ ብቕሩብነት ከም ዚተቐበሎ በተግባር የፍልጥ ።
Ready to Read?
For the best reading experience on your mobile device, please open this publication in full screen.
Open Full Screen Download File